This language is currently in review and will be available soon!
ናይዚ መርበብ ሓበሬታ ዓላማ ፍልጠትን ሓበሬታን ዝለዋወጠሉ ሥርዓት ብምዝርጋሕ ናይዚ ፕሮጀክት ኣካላት ዝኾኑ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ አካላት ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕ ዘርፍታትን ሞያታትን ብምትሕብባር ሓደሽቲ ጥምረታት እውን ብምስፍሕፋሕ ኣብዚ ፕሮጀክት ናይ ፖሊሲ ለውጢ ምምፃእ እዩ።
እዚ መርበብ ሓበሬታ በቢ እዋኑ ዝረኸቦም ናይ ፅንዓት ውፅኢታት ካብ ተሳትፎን ምዕባይ ግንዛበን ካብ ስራሕቲ ልውውጥ ፍልጠትን ዝረኸቦም ውፅኢታት ብቐዋሚነት የሐትም። እዚ እውን ሃፍቲታት (ቀረባት) ዘጠቓልል እንትኸውን ካብ ሕትመታቱ ድማ ንካህናት፣ ነገረ መለኮት ምሩቓን፣ መሰልጠንቲ፣ ተሟገቲ የካትት። እቶም ዝበዝሑ ቀረባት ኣፍተን ናይ ፕሮጀክት ሃገራት ዘተኩር እኳ እንተኾነ፤ ኣብ ውሽጢ ቤተሰብ ዝግበር መጥቃዕቲ ንምቕናስ ኣብ ዝገበር አስተዋፅኦ ኣብ ካልኦት ዓለማት ዝርከቡ አመንቲ ማሕበረ ሰባት እውን የካትት እዩ።
እቲ ፕሮጀክት ብዋናነት ዝጥቀመሉ ናይ ሕትመት ቋንቋ ማሕበረሰብን መዳርግቲ አካላትን ብዋናነት ዝረኸብዎን ዝጥቀመሉን እኳ እንተኾነ ብአምሓርኛ፣ ብትግርኛን በእንግሊዝኛን ንምሕታም ድሌት አለዎ።
Tidar (English title: Marriage, Tigrigna title: Hadar, Afaan Oromo title: Bultii) tells the story of Genet, an Ethiopian Orthodox believer who is experiencing domestic violence in her marriage. It presents her search for a moral and practical solution to her situation within the village community. It shows how the community responds to Genet’s predicament and how personal faith, religious mediation and theological teaching influence how she thinks through her situation.
The aim of the film is to raise awareness about the complex role that religion can have in situations of domestic violence in the Ethiopian Orthodox community, influencing both victim and perpetrator rationalisations and behaviour. The film is re-enacted by Amharic-speaking actors in Ethiopia, with subtitles being produced in Tigrigna, Afaan Oromo and English. The current trailer is the English international version.
The film was written by Dr Romina Istratii and produced by Hermon Hailay and Max Conil of Exile Pictures and Yidnekachew Shumete of Kurat Pictures.
Watch the film trailer here.
ናይዚ ፕሮጀክት ሐበራዊ ዓላማ ብዘለዎም መራሕቲ “ኣብ ውሽጢ ቤተሰብ ዝፍፀሙ ጥቕዓታት ከመሐይሹ ዝኽእሉ ሃይማኖታዊ መፅናዕትታት፣ ኣብ ሥነ ፆታን ልምዓትን ከምኡድማ ኣብ ናይሕዝቢ ጥዕና ስራሕቲ ምክያድ፣ ሐድሽ ሥርዓት ኣብ ኢትዮጵያን አብኤርትራን ኣብ ዩኬን “ ብዝብል አብትሕቲ ዩኬ ናይ ምርምርን ናይ ፈጠራን ክፍሊ ዝድገፍ መርሃግብሪ እዩ። ብፍራይንክ ጋገንሄይን ፋውንዴሽን ድማ ይሕገዝ።
ናይ ዩኬ ፈጠራን መፅናዕትን ፕሮጀክት ግልጽ ናይ ፍልጠት ተጠቃሚነት ፖሊሲ ከምኡውን ፍልጠት ከም መግዛእቲ ክተሐዝ የብሉን ኢሉ ብዝወሰዶ ቑርፂ ቕዋም ናይቲ ፕሮጀክት ውፅኢታት ንኹሎም ተጠቀምቲ ክፍቲ እዮም። ውፅኢታቱ ድማ ንግዳዊ ብዘይኾነ መንገዲ ኣብመዝገብ ኮመንስ አትሪቢውሽን ተቋም ኣብ ትሕቲ ዓለምአቀፍ ሕዝቢ ፈቃድ ኾይኑ ይሕተም።እዚ ፍቃድ ንንግዲ ንትርፍን ብዘይውዕል መንገዲ ናይ ሥራሕ ውፅኢቶም ንዘሕትሙ ዕድል ይህብ። ሐዱሽ ናይ ፅንዓት ውፅኢቶም ነዚ ፕሮጀክት አፍልጦ ክህብ ይግባእ ንትርፊ ምውዓል ግን አይፍቀድን ብተመሳሳሊ ርዕሲ ምስራሕ’ውን ዝተኸልኸለ እዩ።
ካልኦት ናይ ስራሕ ውፅኢታት ኣብ ድልድል ፕሮጀክት እንትጥቀሙ “ኣብ ውሽጢ ቤተሰብ ንዝፍፀሙ መጥቓዕቲ ንምቕናስ ንዝኽእዑ ሃይማኖታዊ መፅናዕትታት ስነ ፆታን ልምዓትን ከምእውን ሕዝባዊ ጥዕና ምኽያድ “ ኣብዝብል ርእሲ ንምስታፍ እንትደልዩ በይዞኦም ናይ ፀሐፊ ሽምን ዝተፅሐፈሉ ዓመተምሕረትን ብምጥቃስ አፍልጦ ይሃቡ።
ሕድሕድ ጽሁፍ ናይቲ ጸሐፊኡ ሃሳብ እምበር ናይ ዩኬ ናይ ምርምርን ፈጠራን ወይ ድማ ናይ ፍራንክ ጋገንሃይን ፋውንዴሽን አየንጸባርቕን።