Coming soon!

This language is currently in review and will be available soon!

ርክብ

ሓፈሻዊ ደገፍ

ብዛዕባ እዚ ፕሮጀክት ንዝበለፀ ሓበሬታን ሓዱሽ ምሕዝነት ንምምስራትን እንትደልዩ በዚ ዝስዕብ ኢ-ሜይል አድራሻ ምርካብ ይከአል ፦   soasflf@soas.ac.uk

ብዛዕባ እቲ ፕሮጀክትን ውፅኢቱን  ብቀጥታ ነታ ዋና ተመራማሪት ምርካብ እንደደሊኩም ንዶ/ር ሮሚና ኢስትራቲ በዚ ዝስዕብ አድራሻ ምጽሐፍ ይከአል ፦  ri5@soas.ac.uk

ንዝኾነ ይኹን አባል እዚ ፕሮጀክት ምርካብ እንተደልዮም ድማ አፍቲ ዌብ ሳይት ብዝተቐመጠ አድራሻ መሠረት ምፅሐፍ ይከአል እዩ።

አባል እዚ ፕሮጀክትን አካል እዚ ምይይጥን ክኾኑ እንተደሊዮም ድማ ብቀጥታ JISCMAIL በምጥዋግ አባል ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።

ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ ይኹን አብ እዋን ሕፅረት ዓቕሚ ኢንተርኔት እዚ ዝስዕብ ፎርም ይጠቐሙ አብ ሓንቲ ምጥዋቕ ድማ ክበፅሕ እዩ።

 

በዚ ፎርሚ እዚ ምሳና ተራኸቡ