Coming soon!

This language is currently in review and will be available soon!

ቡድን

እዚ ፕሮጀክት እዚ ዝተቐረፀን ዝምራሕን ብዶክተር ሮሚና ኢስትራቲ እዩ። ዶ/ር ሮሚና ኢስትራቲ ንዝሓለፉ 10 ዓመታት ህዝቢ ማእኸልዝገበረ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ጉዳያት ኣብ ምምዕባል ዝሰርሐትን  መግዛእታዊ ዘይኮነ ተመራማሪትን  ተሟጓቲትን እያ።

ዶክተር ሮሚና ነቲ መፅናዕቲ ንምምራሕ፣ ንምስራፅ ስራሕቲ ፍልጠት ምልውዋጥ ውፅኢታውን እምነትን  መሰረት ዝገበረ ርክብ መሳርሕቲ ኣካላት ተሓባበርትን ማሕበረሰባት  ሓላፊነት ኣለዋ።  ዶ/ርኢስትራቲ ነዚ መሀንጠዋይ ዝኾነ ፕሮጀክትኣብ ኣብ ምምራሕን ኣብ ምትግባርን፣/ እስተላ ፓፓያኒ ድማ ብትርፊ  ሰዓተን ፕሮጀክት ማናጀር ብምዃን ይሕግዝኣ።

እዚ ፕሮጀክት ኣብ ሓባራዊ ምክብባርን ምትሕብባርን መሰረት ገይሩ ንሓደሽትን ነባራትን መሳርሕቱ ዝሓቖፈ እንትኸውን ካብኣቶም ድማ፡-

ኣክሱም ዩኒቨርሲቲ፣ ኣክሱም፣ ኢትዮዽያ   

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ቲኦሎጂካል ኮሌጅ፣ መቐለ፣ኢትዮዽያ 

ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ደቂ ኣንስትዮ ኢ ዳብልዩ ኤል ኣዲስ ኣበባ፣ ኢትዮዽያ 

ዳይቨርሲቲ ሪሶርስ ኢንተርናሽናል (Diversity Resource International – DRI)፣ ብራይተን፣ ዓባይ ብሪጣንያ 

የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን የልማትና ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን፣ አዲስ አበባ፣ ኢትዮዽያ 

እምርታ – EMIRTA Research, Training and Development Centre፣ ኢትዮጵያ

ብሪስቶልን ሸፊልድን ዩኒቨርሲቲ፣ ዓባይ ብሪጣንያ – እዚ ፕሮጀክት ኣብ ዩኬይ መሰረት ዝገበረ እንትኸውን ብክልተ  ሓገዝቲ ተመራመርቲ ብፕሮፌሰር ፓርቪን ዓሊኣብ ዩኒቨርሲቲ ሸፈልድ ዓባይ ብሪጣንያ ብፕሮፌሰር ጄኔ ፌዴር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ብሪስቶል፣ ዓባይ ብሪጣንያ

እዚ ፕሮጀክት ብተወሳኪ ብክልተ ናይ ደገ ኣሰልጠንቲ ይድገፍ፤ ዓላምኡ ድማ ነቲ ስልጠና ምቅልጣፍን ነቲ ፒአይ ምሕጋዝን ብሞያዊ ምዕባለ ምሕጋዝን እዩ። ንሳቶም ድማ፡-

  • ዶ/ር ኤርሚኒ ኮሊቺ፣ visualን ባህላዊን ሳይኮሎጂ ተሓባባሪ ፕሮፌሰር ኣብ ሚድልሴክስ ዩኒቨርሲቲ ለንደን፣ ዓባይ ብሪጣንያ
  • ዶ/ር ሊሳ ፎንተስ ፣ ላዕለዋይ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማሳቹሰትስ አምሀረስት፣ ዩ ኤስ ኤ
  • ፕሮፌሰር ሊንዲው ዶቪው፣ ናይ ፊልምን ስክሪንን መፅናዕቲ ፕሮፌሰር ኤስ ኦ ኤ ኤስ ዩኒቨርሲቲ ለንደን፣ ዓባይ ብሪጣንያ

እዚ ፕሮጀክት ብተወሳኺ ዓርሶም ብዝኸአሉ ተመራመርቲ፣ ነገረ መለኮት ሙሁራትን ካልኦት ሰብ ሞያታትን ይሕገዝ። ካብኣቶም ድማ፡-

አቶ ኤልያስ ገ/ስላሴ ኣብ ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ቲኦሎጂ ሙሩቕ ኣዲስ ኣበባ፣ ኢትዮዽያ ተምሃሪ ማስተር ኦፍ ቲኦሎጂ ኣብ ኣጎራ አዲስ አበባ ዩኒቨርሲቲ፤ ኣዲስ ኣበባ፤ ኢትዮዽያ

ወ/ሮ ሰላማዊት ረታ አብ ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ምርቕቲ፤ ተምሃት ማስተር ኦፍ ቲኦሎጂ አብ አጎራ አዲስ አበባ ዩኒቨርሲቲ፤ አዲስ አበባ፤ ኢትዮዽያ

ወ/ሮ ሊያ ደስታ ማስተር ፤ ማእኸልካብ ማእኸል ውሕስነት ምግቢ /Food Security Centre፤ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ፤ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮዽያ

አቶ ይሄይስ ዮሃንስ ፣ ሙሩቕ ብ ቲኦሎጂ ኣብ ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ቲኦሎጂካል ኮሌጅ፣ መቐለ፣ኢትዮዽያ

አቶ ሄኖክ ሃይሉ ኣየለ ፣  ዲያኮቆንን ኣማኻሪ ስነ-ኣእምሮን ፣ ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ጥዕና ክፍሊ ሳይክያትሪ (ጥቁር ኣንበሳ ሆስፒታል) ፤ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ፤ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮዽያ

ወ/ሮ ቤዛ ብርሃኑ ፣ ኤል. ኤል. /LLB/ ኣብ ሓድነት ዩኒቨርሲቲ  ዝተመረቐት ፣ ጠበቓን ኣማኻሪት ሕጊን ፤ ኣዲስ ኣበባ  ኢትዮዽያ

ዶ/ር ኃይለ ገዛኢ ፣ መምህር ትግርኛ ኣብ አዲስ አበባ ዩኒቨርሲቲ ፤ ኣዲስ ኣበባ፣ ኢትዮዽያ

አቶ ፍሪሰንበት ጂ. የ. ኣድሓኖም፣ Bsc ብ Computer Engineering, Data Analyst፣ MTh ተማሪ ኣብ ኣጎራ ዩኒቨርሲቲ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (Virtual)

ወ/ሮ የሺሃረግ ኣበበ፣ ካብ አዲስ አበባ ዩኒቨርሲቲ እተመረቐት ብ ፖለቲካዊ ስነ ፍልጠትን ኣህጉራዊ ርክባትን ፣ ጋዜጠኛን ተመራማሪትን ፤ ኣዲስ ኣበባ  ኢትዮዽያ

ወ/ሮ ፀገነት ኃይለመቅያል፣  BA ብ Organizational Leadership, Minor in Business Administration & Certificate in Communication ፤ ካብ ዩኒቨርሲቲ ሲንሲናቲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፤ ኣዲስ ኣበባ  ኢትዮዽያ

ነዞም ዝስዕቡ ናይ ቴክኒክ መሳርሕቲ ክነመስግን ንደሊ፡-

አቶ ደቪድ ፖትሮል ኣኣብ ፒክ ዲዛይን ኤጀንሲ፣ ዩኬይ ነዚ ሐዚ ዘሎ ዌብሳይት ብምስርሖም /ክረኽቦም ዝደሊ https://peak.agency/

አቶ ዳንኤል ደስታ ሕሉፍ ኣብ ዲዲኤን ማስታወቂያ ስራሕ ኢትዮዽያ ነዚ ዘርኢ መለለይ እዚ ፕሮጀክት ብምስርሖም /ክረኽቦም ዝደሊ d2dproduct@gmail.com)

ወ/ሮ ራቸል ዳንካን ኣብ ዳንካን ምርግጋፅ ንባብ ዩኬይ ነዚ ሕትመት ፕሮጀክት ኣብ ኦንላይን ንክንበብ ብምሕጋዞም /ክረኽቦም ዝደሊ duncanproofreading.com)

እዚ አኣማኻሪ ቦርዲ ኣብ ዓመት ክልተ ጊዜ ዝእከብ እንትኸውን ነቲ ናይ ስራሕ ቡድንን ነቲ ፒአይን ምኽርን ኣንፈትን ይህብ። ከምኡ’ድማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕትን ዝተገበሩ መፅናዕትታትን ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምኳን ክንደየናይ ለውጢ ከምዘምፀእ ግምገማ የካይድ፤ እቶም ቦርድ አባላት ካብ ዝተፈላለዩ ዘርፊታት ስራሕ  ሰብ ሞያታት ዜጋታትን ካብ ናይ እምነት ትውፊትን ዝተወደቡ ይኾኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት እናተስፋሕፈሐ እንትኸይድ ሓደሽቲ ኣባላት ቦርድ ክውሰኹ ይኽእሉ እዮም። እቶም ሐዚ ዘለዉ ናይ ቦርድ ኣባላት ነዞም ዝስዕቡ እዮም።

ፕሮፌሰር ናንሲ ናሶን-ክላርክ

ፕሮፌሰር ኢመርሺያ ፣ ሶሲዮሎጂ ዲፓርትመንት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኒው ብራንስ ዊክ ዋና ተፀዋዕን ተመራማርን ሬቭ ፕሮግራም ካናዳ።

ወ/ሮ ማንዲ ማርሻል፦ ናይ ፍትሒ ስነ-ፆታ ዳይሬክተር ኣንግሊካን ኮሚኔን ኦፊስ ሓጋዚት መስራቲትን ናይ ቀደም ሓጋዚት ደይሬክተርን ኣብ ቻሪቲ ሪስቶርድ ለንደን፣ ዓባይ ብሪጣንያ

ወ/ሮ ሁዳ ጃዋድ፦ ናይ እምነትን ማሕበረሰብን ፕሮግራም ማናጀር፣ ብሓባር ጠጠው ምባል፣ ናይ ደቂ ኣንስትዮ መጥቃዕቲ ጠጠው መበሊ ሕብረት ለንደን፣ ዓባይ ብሪጣንያ

ወ/ሮ ሳፋ ዓሊ፦ ናይ ሰብ ሞያታት መሰልጠኒት በዓልቲ ሞያ ሰነ-ልቦና ምክሪ ስኩል ኦፍ ኢንቫይሮመንት ፣ ኢጁካሽን ኤንድ ዲፓርትመንት፣ ኣብ ማንቻስተር ዩኒቨርሲቲ፣ ዓባይ ብሪጣንያ

አቶ መሓሙድ አሻል፦ ኣብ ሃይማኖታዊ ፅንዓት ሕፁይ ዶክተር ላንካስተር ዩኒቨርሲቲ፣ ዓባይ ብሪጣንያ

ዶ/ር ያአ አሳረ፦ ዳይቨርሲቲ ሪሶርስ ኢንተርናሽናል/DRI/ ዳይሬክተር ብራይተን፣ ዓባይ ብሪጣንያ

ወ/ሮ ፌቨን ኣርኣያ፦ ዘይመንግስታዊ ጥመረት አክተርስ /NSAC/ መተሓባበሪት ፕሮግራም ኣዲስ ኣበባ፣ ኢትዮዽያ

አቶ ናሆም ኪሮስ፦ ረዳት መምህርን መፅናዕትን ኦሮታ ኮሌጅ ኦፍ መዲሲን ኤንድ ሄልዝ ሳይንስ፣ ዲፓርትመንት ኦፍ ኮሚኒቲ መዲሲን፣ ኣስመራ ኤርትራ

ዶ/ር ክርስቲን አኡነ፦ ላዕለዋይ ተመራማሪት ኣብ ናይ እምነት፣ ሰላምን ማሕበራዊ ርክባትን ኣብ ኮንቨንትሪ ዩኒቨርሲቲ ከምኡ እውን መራሒት እምነትን ሰላማዊ ርክብን መፅናዕቲ ቡድን ኮንቨንትሪ፣ ዓባይ ብሪጣንያ

አቶ ፍሪዘር በንቲ፦ ኣካያዲ ኮሚተ ማሕበር ምሩቓት ስነ-ሃይማኖት ኢኦቲሲ፣ ተማሃራይ ማስተርስ ብፍልስፍና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ኢትዮዽያ

አቶ ሑሉፍ ወልደስላሴ ካሕሳይ፦ ኣብ ማእኸል ሰላምን ልምዓትን  (PDC) ሲኒየር ፕሮግራም ማናጀር ፣ ቅድሚ እዚ ቤት ምኽሪ ናይ ኢትዮጵያ ሃይማኖት ትካላት (IRCE)ምኽትል ዋና ፀሓፊ ዝነበሩ፣ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮዽያ

ወ/ሮ ወሰን ክፍሌ፦ ኣካያዲ ስራሕ ዕቤትን ሽርክነትን ፕሮግራም፣ ኣብ ፎርዋርድ፣ ዓባይ ብሪጣንያ