መደብ (ዓምዲ)
ዕላማ ድልድል ፕሮጀክት ብምትሕብባር ዘርፊ መዳርግቲ አካላትን ካብ ደቡብ ናብ ሰሜን ዘሎ ባህላዊ ልምድታት ብምምሃር ልውውጥ ፍልጠት ብምግባርን ዘሎ ለውጢ ንምምፃእ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ሰሜን ማሕበረሰብ ዝረአይ ልዕልነት ንምቕልባስን ፆታ መሰረት ዝገበረ መጥቃዕትን ኣብ ውሽጢ ቤተ ሰብ ዝግበር መጥቃዕትን ትኩረት ብምግባር መጽናዕቲ ምክያድ ትኹረት ገይርና ንሰርሕ። እዚ ዓምዲ ዝተሰርሐ እዚ ዓላማ እዚ ንምስፋሕን ኣብዚ ርእሲ ዙርያ ብዝግበሩ መፅናዕትታት ዝርከቡ ሐደሽቲ ፍልጠታትን ንምፍላጥ እዩ። ቀረብ እዚ ዓምዲ ምስዙይ ፕሮጀክት ዝተአሳስር ዝኾነ ይኹን ርእሲ ንምቕራብ ይከአል። (ፕሮጀክት ዝብል ይርአዩ)። እቲ ርእሲ ድማ ዝስዕቡ ነገራት ክገልፅ ይግባእ:-- ሃይማኖታዊ እምነታትን ናይ ወቀዲሰብ ሥነልቦናዊ አተሐሳስባን ምስ ኣብ ቤተሰብ ውሽጢ ዝግበር ዓመፅ ዘለዎ ምትእስሳር
- ካህናት ምሁራን ነገረ መለኮት፡ሃይማኖታዊ አተሐሳስባታት ኣብ ውሽጢ ቤተሰብ ዝግበር ዓመፅ ዘለዎም ቅዋምን ኣብ ሥነልቦናዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ዘለዎም ሚናን ውፅኢታዊነትን።
- ኣብ ውሽጢ ቤተ ሰብ ዝግበር ዓመፅን ሥነ-ፆታ ፣ሥርዓተ ጋብቻ/ኩነታት ሓደር) አመልኪቱ ካህናት ኣብ ምስልጣን ዝተገበሩ ፃዕርታት
- ብዛዕባ ኣብ ውሽጢ ቤተሰብ ዝግበሩ ዓመፃት ዘለው ተሞክሮታትን ምላሻትን ምስ ስደተኛታትን አናሳ ብሄረሰባትን ተአሳሲቱ ዘሎ ኽብደትን እምነትን
ናይ ጽሑፍ ቐረባት
ንውሓት:- ቐረባት ካብ 800 ክሳዕ 1200 ቃላት ክኸውን ይግባእ። ካብዚ ዝነውሕ እንተ ኾይኑ ድማ ተዘራርብካ ንምስንን ንምምችቻውን ምስቲ ቡድን ምዝርራብ የድሊ። ዝርዝር አቀራርባ:- ኩሎም ቀረባት ብዎርድ ፋይል፣ ብታይምስ ኔው ሮማን፣ ብመጠን ፊደል 12፣ ድርብ ቦታ ክኸውን ይግባእ። መጣቐሲታት አብ መራኸቢ ገፅ ጠቐምቲ መፃሕፍትን ምስ ሙሉእ መጣቐስቲ መፃሕፍትን ክቅመጥ ይግባእ። ፀሓፎ ድማ ንኩሉ ክፍቲ ዝኮነ ቐረብ ክጥቀሙ ይበረታታዕ። እዚ ድማ ብፍላይ ካብ ዩኬይ ወፃኢ ንዝኾኑ ይጠቅም እቶም መጣቐሲታት ድማ the APA Referencing Style. ክክተሉ ይግባእ። ቀጥታ ጥቅስታት /ከም ምስክርነት ዝአመሰሉ/ ብድርብ ትዕምርተ ጠቅሲ ክቅመጡ ይግባእ። ጥቅስታት ንውሓቶም ልዕሊ አርባዓ ቃላት ንዝኾኑ ፀጋማይ መስመር ብምትሓዝ ብየማን 1 ሳ.ሜ፣ ኖርማል ፎንት ብዘይ ትዕምርተ ጥቅሲ ይቅመጡ። አጠቃቅማ ፊደላት ድማ ብዝግባእ ክውመጥ ይግባእ። መትከላት ስነ-ምግባር:- ኩሎም ትሕዝቶታት ንመፅናዕትን ምርምርን ዝምጥንን ንዘይግባእ ነገር ንዘይምውዓልን አብ ግምት ውሽጢ ብዘእተወ መንገዲ ከምኡ ድማ ዓለማቀፋዊ አብ ውሽጢ ቤተሰብ ዝፍፀም መፅናዕትን ትግበራን ግምት ዘእተወ ክኸውን አለዎ። ካብ ተሳተፍቲ ዝርከብ ሓበሬታ ዝርከብ ሓበሬታ ድማ ንጥንቃቀ ሓበሬታ ዝተቐመጠ ሕጊ መሰረት ክኸውን አለዎ። ነዚ ግልፂ ዘይኮነሎም ተሳተፍቲ አካላት እንተሃልዮም ምስዚ ፕሮጀክት ቡድን ክዘራረቡ/ክራኸቡ ይግባእ/። ፍቃድን መሰል ፀሓፋይን፡- ቀረባት አብቲ ናይ ፈጠራን ንንግዲ ዘይውዕልን (CC BY-NC 4.0) ዓለማቀፍ ህዝባዊ ፍቃድ ዘለዎ ድህረ ገፅ ዝህተምህን ናይቲ ፀሓፋይ ገላፃይን ይኸውን። እዚ ማለት አብቲ ፕሮጀክት ድህረ ገፅ ዝሕተም ፅሑፍ ናይቲ ፀሓፋይ መሰል ይትሕዝ አሎ ማለት እዩ። ብተወሳኺ ድማ ዝኾነ ሰብ ነቲ ፅሑፍ ብዝኮነ አመክንዮአዊ ናይ ህዝቢ ረብሓ ንንግዲ ግን ዘይኮነ ክጥቀመሉ ይክእል እዩ። ነቲ ፀሓፋይ ነቲ ፕሮጀክት ንንግዲ ብዘይኮነ መንገዲ ንምስብጣር ከምዘሎ ንምጥቃም ይኩን አብቲ ፕሮጀክት ተወሳኪ ነገር ንምስራሕ ይፍቀደሉ እዩ። ሓደሽቲ ስራሕቲ አብ ዝስርሑሉ እዋን ናይቲ ፕሮጀክት ዌብሳይትን ነቲ ኦርጂናል ሓታማይን ንንግዲ ብዘይኮነ መንገዲ አብ ዝጥቀሙሉ እዋን አፍልጦ ክህቡ ይግባእ። ኮይኑ ግና ካብ ካልእ ንዝውሰዱ ስራሕቲ ሓደ ዓይነት ቃላት አፍልጦ አይወሃቦምን።ናይ ድምፅን ምስልን ቀረባት
ዓይነታት አስተዋፅኦ:- ናይ ድምፂ ቀረባት ከም ዝርርብ፣ ደርፊ፣ ቃላዊ ትረካ፣ ውልቀ ርኢቶታት፣ ስነዳ ባህሊ/ዘርኢ/ ደቂ ሰባት፣ ቃለ መሕትት ወይ ድማ ቀረፃታት ምይይጣት የጠቓልል። ናይ ምስሊ ዓይነታት ድማ ከም ብነፀላ ይኩን ብእኩብ ዝተልዓሉ ቅርፅታት፣ ስእልታት ፓስተራት ወይ ድማ ስእላዊ መግለፂታት የጠቓልል። ንውሓት:- ናይ ድምፂ ዓይነታት ብፍሉይ መልክዕ ዝተቀረፁ ተዘይኮይኖም ልዕሊ 20 ደቒቓ ክኾኑ የብሎምን። ናይ ምስሊ መግለቲታት ድማ ምስ ሓፀርቲ መግለፂታቶም ልዕሊ 10 ስእልታት ክኮኑ የብሎምን። ኩሎም ዓይነት አበርክቶታት ምስቲ ዋና ዓላማ እቲ ፕሮጀክት ዝዛመዱ ምዃኖም ንምፍላጥ ምክክር የድልዮም እዩ። ፎርማት አቀራርባ፡- ናይ ድምፂ ዓይነት መበርከቲ አካላት አብ ‘ሳውንድ ክላውድ’ ነፃ አካውንት ክከፍቱ ይምከር። እዚ ድማ ናይቲ ትሕዝቶ ፈጠርቲ አካላት ምዃኖም መግለፂኦም እዩ። ናይ ድምፂ ቀረፃታት ብኦፍላይን አብ ናይ ግሎም መግረፂታት ክስርሑ ይክእሉ እዩም። ብድሕሪኡ ድማ ተቐባልነት ብዘለዎ ፎርማት አብ ‘ሳውንድ ክላውድ’ ይሕተሙ። ሓደ ጊዜ ምስተሓተሙ መበርከቲ አካላት ናብቲ ዓምዲ ኮፒ ብምግባር ብመርበብ ክልእኹዎ ይክእሉ እዮም። ናይ ምስሊ አበርክቶታት ድማ jpeg (or jpg) ፎርማት ወይ ድማ ምስሊ ብማይክሮሶፍት ኦፊስ ጥቅልል / እዚ ማለት ዎርድ፣ ኤክስኤልን ወይ ድማ ካልእ ዓይነት ቅርፂ መሳርሒ/ እዚ ድማ እቲ ዝለዓለ ድሙቅነትን ተረአያይነትን የረጋግፅ። መትከላት ስነ ምግባር፡- ኩሎም ትሕዝቶታት ንመፅናዕትን ምርምርን ዝምጥንን ንዘይግባእ ነገር ንዘይምውዓልን አብ ግምት ውሽጢ ብዘእተወ መንገዲ ከምኡ ድማ ዓለማቀፋዊ አብ ውሽጢ ቤተሰብ ዝፍፀም መፅናዕትን ትግበራን ግምት ዘእተወ ክኸውን አለዎ። ካብ ተሳተፍቲ ዝርከብ ሓበሬታ ዝርከብ ሓበሬታ ድማ ንጥንቃቀ ሓበሬታ ዝተቐመጠ ሕጊ መሰረት ክኸውን አለዎ። ነዚ ግልፂ ዘይኮነሎም ተሳተፍቲ አካላት እንተሃልዮም ምስዚ ፕሮጀክት ቡድን ክዘራረቡ/ክራኸቡ ይግባእ/። ፍቃድን መሰል ፀሓፋይን፡- ቀረባት አብቲ ናይ ፈጠራን ንንግዲ ዘይውዕልን (CC BY-NC 4.0) ዓለማቀፍ ህዝባዊ ፍቃድ ዘለዎ ድህረ ገፅ ዝህተምህን ናይቲ ፀሓፋይ ገላፃይን ይኸውን። እዚ ማለት አብቲ ፕሮጀክት ድህረ ገፅ ዝሕተም ፅሑፍ ናይቲ ፀሓፋይ መሰል ይትሕዝ አሎ ማለት እዩ። ብተወሳኺ ድማ ዝኾነ ሰብ ነቲ ፅሑፍ ብዝኮነ አመክንዮአዊ ናይ ህዝቢ ረብሓ ንንግዲ ግን ዘይኮነ ክጥቀመሉ ይክእል እዩ። ነቲ ፀሓፋይ ነቲ ፕሮጀክት ንንግዲ ብዘይኮነ መንገዲ ንምስብጣር ከምዘሎ ንምጥቃም ይኩን አብቲ ፕሮጀክት ተወሳኪ ነገር ንምስራሕ ይፍቀደሉ እዩ። ሓደሽቲ ስራሕቲ አብ ዝስርሑሉ እዋን ናይቲ ፕሮጀክት ዌብሳይትን ነቲ ኦርጂናል ሓታማይን ንንግዲ ብዘይኮነ መንገዲ አብ ዝጥቀሙሉ እዋን አፍልጦ ክህቡ ይግባእ። ኮይኑ ግና ካብ ካልእ ንዝውሰዱ ስራሕቲ ሓደ ዓይነት ቃላት አፍልጦ አይወሃቦምን።Latest Posts
- Conference Proceedings of Project dldl/ድልድል – EMIRTA Annual Conference held in Addis Ababa, Ethiopia Now Published 26 May 2023
- Project dldl/ድልድል and Ethiopian counselling organisation Fnot launched pioneering project to develop a faith-sensitive counselling model for domestic violence-affected groups in Ethiopia 5 April 2023
- The Intersections of Religion, Culture and Domestic abuse: A Study of Rural Eastern Cape Province in South Africa 9 December 2022
- The choice between being a real man, a loving partner and a respected head of the family: a study on masculinity, religiosity and IPV in Zambia 18 August 2022
- Project dldl/ድልድል Principal Investigator collaborates with UK- and Ethiopia-based filmmakers to produce multilingual docudrama on domestic violence in Ethiopia 4 August 2022
- Programme summary and evaluation report published: Training Ethiopian Orthodox clergy to respond to domestic violence in Ethiopia 20 June 2022
- Project dldl/ድልድል and EOTC DICAC held an all-Amharic interfaith meeting on domestic violence with religious leaders in Ethiopia 20 June 2022
- Dr Romina Istratii participated in Egypt interfaith retreat on the environment, diversity and heritage, 7-11 May 2022 21 May 2022
- Project dldl/ድልድል Podcast Series Episode 3: Domestic violence in Ethiopia and the feminist movement / በኢትዮጵያ የቤት ውሰጥ ጥቃት እና የፌሚኒሰቶች ንቅናቄ 8 April 2022
- Project dldl/ድልድል completes week-long ‘refresher’ trainings on domestic violence with 155 clergy previously trained in Amhara region, Ethiopia 4 April 2022
- Project dldl/ድልድል Launches New Podcast Series on Domestic Violence in Ethiopia 15 March 2022
- Dr Romina Istratii’s study on conjugal violence in Tigray is now available open access 5 March 2022
- Exploring African Conservative Clergy and Service Providers’ Experiences of Supporting African Christian Women Survivors of Intimate Partner Violence in England: A Clergy Perspective 15 February 2022
- Project dldl/ድልድል becomes a member of the Faith and Violence against Women and Girls (Faith and VAWG) Coalition 10 December 2021
- 16 Days of Activism against Gender-Based Violence: Domestic Violence, Faith, and the Ethiopian Orthodox Tewahedo Church 5 December 2021