Coming soon!

This language is currently in review and will be available soon!

ምሕዝነትን

ፕሮጀክት ድልድል ዕላማ ገይሩ ካብ ዝሰርሖም ጉዳያት ትርጉም ዘለዎ ለውጢ ንምምፃእ እንትኸውን ካብኣቶም ድማ ስራሕቱ ምስ ሃገራዊን ከባቢያዊን ተበግሶታት ምስ ዘለዎም መሓዙት ምትዕርራይ፣ ዕድላት ዕቤታትን ምዕባለታትን ኣብ ኩሎም ናይ ቡዱን ኣባላትን መዳርግቲ ኣካላትን ብምፍጣር ኣብ ሰለስቲኦም ናይ ፕሮጀክት ሃገራት ምስራሕ’ዩ።

እዚ ዕላማ እዙይ ንምስኻዕ ምትእስሳራትን ናይ ስራሕ ምሕዝነትን ምፍጣር ኮነ ኢልካ ብዕላማ ዝተሓሰቡ እንትኾኑ ምስ መፅናዕቲ፣ ሃይማኖታዊ፣ ኣብ መሰል ደቂ ኣነስቲዮ ዝማጎታ ይኹን ካልኦት ኣብ ኢትዮዽያን ዩኬይን ዝሰርሑ ትካላት ካብቶም  ናይ’ዚ ፕሮጀክት ተሓባበርቲ ብተወሳኺ ይሰፊሕ። (ፕሮጀክት ቡድን ዝብል ይርኣዩ) እዚ ተስፋሕፋሒ ናይ መሳርሕቲ ኣካላት ዑደት በዚ ሐዚ እዋን እዞም ዝስዕቡ ይሓቁፍ ፣